.NET

download geez fonts


Home

NEWS&ARTICLS

RADIO&VIdEO

INTERVIEWS

IMAGES

DOCUMENTS

ARCHIVE

LINKS

CONTACT


ዓምዲ ገጠም


ኣቱም ምእዙዛት ንዉልቀ ሓደ ሰብ!
ናይ ግዚይኡ ምግያጽ ትሓሰብዎ መኸሰብ!

ብገ/ሚካኤል ሃብተጽዮን(ቆሪጀ)ጀርመን


ናጽነት ረኺብና ተሓጉስና
ሓርነት እንደሞ ሲኢና ካብ
ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ
በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

ጻዊዒት ንኹሉ ተቃዋማይ እየ በሃሊ ጌጋና ባዕልና ክንመሚ ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ
በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

ናጽነት ብዘይ ሓርነት የብሉን መቀረት በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

ክንዝክሮም ስነ ኪነታዉያን መማህራና! ብገ/ሚካኤል ሃብተጽዮን /ቖርጀ/ጀርመ

እንታ’ዩ ትርጉሙ የዒንቲ እንዳነብዓ
ብጴ.ተ.(ሓላዪ) 23-05-2009

ብርሃን ትሪሺ ነጻነት ብጴ.ተ(ሓላዪ)23-05-09
ዓይንኻ ክፈቶ ዝተዓመተ ብገብረሚካኤል ሃብተጽየን ቆሪጀ/ጀርመን

 ንህዝብና ንምድሓን ተበገሱ በቲ ሕሉፍ ጌጋኹም ተጠዓሱ ብገብረሚካኤል ሃብተጽዮን (ቆሪጀ) ጀርመን 23-03-09

 

 

ርእሰ ዓንቀጽ Editorial


''ጥሙር መኸተ'' ኣንጻር መን?

እቲ ብሩህ ሓቂ ግን፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት፡ ንህዝብታት ኤርትራ ኣድለይቲ ዝኾኑ ሃለኽቲ ኣቑሑት ካብ ወጻኢ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከይኣትዉ ማዕቀብ ኣይገበረን፡፡ ሰብ ሃብቲ ደቂ ሃገርን ወጻእተኛታት፡ ነጻ ኮይኖም ኣብ ንግዳዊ ንጥፈታት ተዋፊሮም ንባዕሎም ተጠቒሞም ንህዝብታትና ክጠቕሙ ማዕቀብ ኣየንበረን፡፡ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ደገ ዘለዉ ወገናት፡ ብቐጥታ ኣብ ዓዲ ንዘለዉ ስድራታቶም ገንዘብ ከይልእኩ ማዕቀብ ኣየመሓላለፈን፡፡ ማዕቀብ ባይቶ ጸጥታ፡ ገንዘብ ናብ ካዝና ኢሳይያስን ጉጅለኡን ከይኣቱ ጥራሕ ዝኽልክል እዩ፡፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት፡ ሽኮር፣ ፊኖ ከምኡ’ውን ነዳዲ ብመራኽብ ተጻዒኑ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ኢሉ ኣይኣገደን፡፡ ብኣንጻሩ ንህዝብታትና ንመዓልታዊ ሂወቶም ይኹን ንዘላቒ ዕብየቶም ዝጠቕሙ ቁጠባውን ንግዳውን ንጥፈታት ከይሰላሰሉ ከቢድ ማዕቀብ ኣምቢሩ ጅሆ ሒዙዎም ዘሎ፡ ባዕሉ ርእሰ ፋሽስት ኢሳይያስ እዩ፡፡ ስለዝኾነ’ውን ‘’ነታ ዘላታስ ተወሰኸታ’’ ከም ዝበሃል፡ ኣብ ልዕሊ ውሳነ ማዕቀብ፡ ተቓውሞ ህዝብታትና ንምልዕዓል ካብ ዝብል ጸቢብ ጉጅላዊ ሒሳባት ነቒሉ፡ ኣብ ልዕሊ መነባብሮ ህዝብታትና ተወሳኺ ማሕበራውን ቁጠባውን ማዕቀብ ዝጽዕኖም ባዕሉ ፋሽስታዊ መንግስቲ ኢሳይያስ’ምበር ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣይኮነን፡፡ ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኮነ ኢሉ ብዝኽተሎ ስዉርን ርኹስን ሜላ፡ ኣብ ልዕሊ መነባብሮ ህዝብታትና ዝወርድ ተወሳኺ ማሕበራውን ቁጠባውን ቅልውላው፡ ብሕታዊ ተሓታቲኡ ባዕሉ ስርዓት ኢሳይያስ እዩ። ስለዝኾነ’ውን ውሳኔ ማዕቀብ ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ ልዕሊ ጎረባብቲ ሃገራትን ዞባናን ክዕንድርን ሰላሞም ክዘርግ ዝጸንሐ ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣደብ ክገዝእ ዝገብሮ ብምዃኑ፡ ህዝብታትና ብሽም ‘’ጥሙር-መኸተ’’፡ ንርእሰ ፋሽስት ኢሳይያስን ጉጅልኡን ከድሕኑ ዘይኮኑስ፡ ኣብ ዓቕሊ ጽበት ተሸሚሙ ዘዕለብጥ ዘሎ ስርዓት፡ ሓመድ ድበኡ ናብ ዘቀላጥፍ ህዝባዊ ናዕቢ ክቕይሩዎ ይግባእ፡፡ ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቁ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግ


መጻኢና ብሩህ ንክኸውን…..!

ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ውሽጢ’ዚ 18 ዓመታት ዕድመ ስልጣኑ ብውሽጥን ብደገን ዝኸተሎም ጸረ-ሰላም ፖሊሲታቱ ድምር ውጽኢት ናይ’ዚ ዞባ’ዚ ኣርሓ ናይ ራዕድን ሽበራን ስርዓት ምዃኑ ኣብ ቅድሚ ማሕበረሰብ ዓለም ተቓሊዑ’ዩ:: እዚ ስርዓት’ዚ ካብ’ዚ ጸረ ሰላም ባህርያቱ ተበጊሱ ምስ ኩሎም ጎረባብቲ ሃገራት ብዝወለዖ ኵናት ኣብ ጎንጽን ግርጭታትን ተሸሚሙ’ሎ:: ብዋጋ ህላወን ቀጻልነትን ህዝብን ሃገርን ኤርትራ እናተቛመረ ኩሉ ሰብኣውን ነገራውን ጸጋታት ሃገር ንረብሓ ፋሽስታዊ ፖለቲካዊ ስልጣኑ ኣብ ዘሳወሮ ጸረ-ሰላም ወፍርታቱ ጸሚዱ ንምጽናቱ ኣበርቲዑ ይሰርሕ ኣሎ:: በዚ ጸረ-ሰላም ፖሊሲታት ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ ብቐዳምነት ግዳይ ዝኾኑ ህዝብታት ኤርትራ’ዮም:: ስለዝኾነ ከኣ ኣብ ከቢድ ፖለቲካዊ ማሕበረ-ቁጠባዊ ሽግራት ተረግሪጎም መጻኢ ህላዊኦም ጸልሚቱ ኣብ ዝባኖም ናይ ብርሰትን ምብትታንን ሓደጋ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣንጻላልዩዎም ኣሎ:: ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ ዝተኸተሎ ጸረ-ሰላም ፖሊሲ ካብ ውሽጢ ናብ ደገ እናተወንጨፈ ዝኸይድ ብምዃኑ ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኣህጉራዊ ማሕበረሰብን ዝልክም ጠንቂ ከቢድ ናይ ጸጥታ ሓደጋ ምዃኑ’ውን ኣይተረፈን:: ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግ


ጽፉፍ ቅድመ ምድላው፡ ንዕዉት ሰፊሕ ዋዕላንዲሞክራስያዊ ለውጢ!

ሓይሊ ተቓውሞና፡ ተወፋይነትን ንቕሓትን ህዝብታትና ደረጃ ብደረጃ ከም ዝምዕብል ብምእማን፡ ካብ ደምበ ጸላኢ ተነጺሉ ንዝመጸ፡ ኣብ ዝተሓተ ሓባራዊ ዕላማታት ኣጽሊሉ፡ ኣንጻር ጸላኢ ዓቕምታቱ ከበርክት ከተባብዕ ይግባእ፡፡ ህዝቢ ብመስርሕ ፖሎቲካዊ ፍልልያት ተቓውሞ ውድባት እናለለየ ዘዋጽኦ ፖሎቲካዊ ኣማራጺ ነጻ ኮይኑ ክውስን ዘለዎ መሰል ክሳብ ዘይተኸበረሉ፡ ተሳትፎኡ  ኣንጻር ስርዓት ኢሳይያስ እናደንፍዐ ዝኸደሉ ኩነታት ክፍጠር ከምዘይክእል ምግንዛብ የድሊ፡፡ ስለዝኾነ’ውን ኣብ ሞንጎ ሓይሊ ተቓውሞ ዘለዉ ፖሎቲካዊ ፍልልያት ብሰላማውን ዲሞክራስያውን ኣገባብ መወገኒ ዝረኽቡሉ ቅኑዕ ኣንፈት ብምኽታል፡ ህዝብታትና ኣንጻር ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዝተሓተ ፖሎቲካዊ ፕሮግራም ተጠርኒፎም ክቃለሱ ዝኽእሉሉ ዕድላት ክረኽቡን፡ ቀስ ብቐስ ድማ ዘዋጽኦም ፖሎቲካዊ ኣማራጺ ሒዞም ተወዲቦም ዝቃለሰሉ ምቹእ ኩነታት ክፍጠረሎም የድሊ። ስለዚ’ምበኣር ሓደ ካብቶም ቀንዲ ተልእኾታት ሰፊሕ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ በብእዋኑ ካብ ጸላኢ እናተነጸሉ ዝኸዱ ዘሎዉ ህዝብታትና ኣብ ጽላል ደምበ ተቓውሞ ተጠርኒፎም ናይ ቃልሲ ኣበርክቶኦም ክብ ዘብሉሉ ጥዑይ ሃዋሁው ዝፈጥር ናይ ኣረኣእያ ለውጢ ምምዝጋብ እዩ፡፡ ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቅ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግ

መግለጺ ብኣጋጣሚ መበል 48 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልስና ሓደ መስከረም ( ሰደግኤ )

እዚ ብ01 መስከረም ዝተወልዐ ሽግ ሓርነት ተራ ደም ናይ ምፍሳስ ወይ ድማ ንዝናን ክብርን ውልቀ-ሰባት ተባሂሉ ዝተበገሰ ኣይነበረን፡፡ እዚ ንቕሎ’ዚ ዝለዓለ መግለጺ ኩሉ-መዳያዊ ሕሰምን ብብረት ዝተሰነየን ተቓውሞ ህዝብታት ኤርትራ፡ በቶም ተበራረይቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተሓረሙዎም ሰብኣውን ዲሞክራስያውን መሰላት፡ ፍትሒ፡ ናይ እምነት ነጻነት ብዘተኣማምን፡ ኣብ ገዛእ ሃገሮም ክማልኣሎም ብምድላይ እዩ፡፡ ካብ ድኽነትን ድንቁርናን ተናጊፎም ደረጃ ብደረጃ ብመንገዲ ቁጠባዊ ዕብየት ክምርሹን፡ እፎይ ኢሎም ኣብ ገዛእ ሃገሮም ሰላምን ቅሳነትን ተጓናጺፎም፡ ምስ ጎረባብቶምን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ተኸባቢሮም ብማዕርነት ተመሓዝዮም ክነብሩ እዩ፡፡ እዞም ድልየታትን ባህግታትን እዚኦም ካብ’ቲ በብመዓልቱ ኣብ ዝባኖም ዝወርድ ዝነበረ መሪር ወጽዓ፡ ኣድልዎን ሕሱም ድኽነትን ዝነቅል ምዃኑ ዘየካትዕ ሓቂ እዩ፡፡ ኣብ’ዚ ዝለዓል መሰረታዊ ሕቶ ነዞም ዓበይቲ ረብሓታት ህዝብታትና ንምርግጋጽ ዝካየድ ተጋድሎ ዝምራሓሎም ዕላማታትን ነዚ ዝኣሊ ባህርያት ናይ መሪሕነት እንታይን ከመይን ክኸውን ይግባእ ነይሩ ዝብል እዩ፡፡ ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቅ

ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፡(ሰደግአ)

ብምኽንያት መዓልቲ ነጻነትና ግንቦት24፡
ብሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ) ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ

ግንቦት 24 ክነኸብር ከሎና ክልተ መሰረታውያን ነጥብታት ኣብ ቅድሚ ዓይንና ድቅን ይብሉ፡፡ እቲ ቀዳማይ፡ መስዋእቲ ናይቶም ዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያትን ጎራዙትን ኤርትራውያን ተቓለስቲ፡ እታ ሓንትን ክብርትን ሂወቶም ከይሰስዑ፡ ንድሕሪት ግልጽ-ምልጽ ከይበሉ፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ልኣላውነት ህዝቦምን ከቢድ ዋጋ ዝኸፈሉ፡ ጀጋኑ ስዉኣትን ሓርበኛታት ኣካለ-ስንኩላንን ሃገርና፡ ዘሸከሙና ረዚን ሕድሪ’ዩ፡፡ እቲ ካልኣይ ድማ፡ ህዝብታት ኤርትራ ንሳላሳ ዓመታት ተጋዲሎም ከቢድ መስዋእቲ ከፊሎም ዝተጸበዩዎ ጸጋታት ኩሉ ብፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ ተጠሊሙ፡ ከም ሳዕቤኑ ህዝብታትና ኣብ ገዛእ ሃገሮም ጊሎት ህግደፋውያንን ሰብ ጽሩራ መኮንናት ስርዓት ኢሳይያስን ኮይኖም ርእሶም ኣድኒኖም ደም ይነብዑ ኣለዉ፡፡ ዜጋታትና ፍትሒ ተሓሪሙዎም ብዘይ ሓታቲ ኣብ ጎዳጉድን ኮንተይነራትን ክእሰሩን፡ ብዘይ-ኣውያትን ንቡር ቀብርን ሂወቶም ክስእኑ ኮይኖም ኣለው፡፡ ተስፋ መጻኢ ብልጽግቲ ኤርትራ ክኾኑ ትጽቢት ዝተነበረሎም መንእሰያትና ከም ኣራዊት ፈቖዶ ጎቦታትን ስንጭሮታትን ከርፋሕ ሂወት ከሕልፉ፡ ገሊኦም ድማ ሃገሮም እሾኽ ኮይናቶም መሪር ናብራ ስደት መሪጾም እግሮም ናብ ዝመርሖም ሃጽ ኢሎም ክጠፍኡ፡ ኣብ ምድረ-በዳታትን ቃላያትን ሂወቶም ክቕዘፍን ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ጎረባብቲ ሃገራት ተዳጕኖም ናይ ስቓይ ሂወት ከሕልፉ ይኾኑ ምህላዎም እዩ ፡ ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቁ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግ


ግንቦት-ሓደ(መይ-ደይ) መዓልቲ ሸቃሎ-ዓለም መግለጺ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)

ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ፡(ሰደግአ)


መሪር ወጽዓ ተባዕ ቃልሲ ይወልድ!

ሸቃሎ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ፋሽስታዊ ስርዓተ-ምምሕዳር ኢሳይያስ፡ ካብ’ቲ ኣብ ትሕቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዘሕልፉዎ ዝነበረ ሂወት ብመልክዑ ዝተፈለየ፡ ብትሕዝቶኡ ከኣ ዝመረረ ኮይኑ ምህላዉ ናይ ኣደባባይ ምስጢር እዩ፡፡ ሸቃላይ ሃገርና፡ ኣብ ትሕቲ ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ናይ ስራሕ ውሕስነት ዝበሃል ፈጺሙ የብሉን፡፡ ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ፡ ንሸቃላይ ብዘይ እኹል ናይ ኣገልግሎት ካሕሳ ክጽልጽሎ ዓገብ ዝብሎ ሕጊ የልቦን፡፡  ናብ ቤት-ፍርዲ ቀሪቡ መሰሉ ከኽብር ዘይሕሰብ እዩ፡፡ ብኣንጻሩ ከም ሕነ-ሕነ፡ ብሓይሊ ብሽም ሃገራዊ ኣገልግሎት ካብ ስርሑ እናተወጠጠ፡ ስድራ-ቤቱ ናይ ናብራ ውሕስነት ከይረኸቡ ብገደብ ኣልቦ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ድፋዓት ክበሊ፡ ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ጉልበቱ ከም ጊላ ክኽድም ዝግደደሉ ኩነታት ተስፋሕፊሑ ኣሎ፡፡

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቁ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግኤ


ቅኑዕ መዋጽኦ

እምበኣርከስ እቲ ቅኑዕ መዋጽኦ ሓደን-ሓደን ጥራሕ እዩ፡፡ ነዚ ብዝተፈላለዩ መልክዓት ጭቆና፡ ህዝብታትና ዘሳቒ ዘሎን ንሓደጋ ብርሰትን ምብትታን ዘቃልዕ ዘሎ ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ፡ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ንምውጋድ ምቅላስ እዩ፡፡ ቃልሲ ህዝብታትና ውጽኢታዊ ክኸውን እንተኾይኑ ድማ፡ በብዝመስሎ ኣገባብ ተወዲቡ፡ ኣብ ዘሰማምዑዎ ሓባራዊ ዕላማታት ተወሃሂዱ፡ ንፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳያስ ብምድምሳስ፡ ሓቀኛ ህዝባዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ክተክል ክኽእል ኣሎዎ፡፡ ካብ’ዚ ወጻኢ ከም ህዝብን ሃገርን ሕቶ ምርግጋጽ ቀጻልነት፡ ከምኡ’ውን ሕቶ ምውሓስ ዘላቒ ሰላም፡ ዲሞክራስን ጥዑይ ጎደና ምዕባለን ዝሕዘሉ ቅኑዕ መዋጽኦ ኣይህልዎን።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠዉቁ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግኤ


ትስፉው ናይ ሓባር መጻኢ!

ፋሽስታዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኩሉ ዝከኣሎ ዘበለ ጌሩ፡ ዘይፈጸሞ ገበን ከኣ የለን፡፡ ነዚ እኩይ መጋብሩ ብዓንተቡኡ ዝኣመቱ ለባማት ደቂ ሃገር፡ እዚ ስርዓት’ዚ ገና ብጊሐቱ ኣብ ሕጹኖት እናሃለወ፡ ድቂ ፋሽስታዊ ስርዓት ቋጺሩ ኣብ መንበረ ስልጣን ዝተወጠሐ፡ ጥልመት ዝሕላገቱ ጉጅለ ምዃኑ ብምስትብሃል “ተኪኤ” ክብሉ ንመንነቱ ብዝገልጽ መዳርግቲ ኣልቦ ብልሒ-ንቕሓቶም፡ ንታሪኽ ሰኒዶም ሓሊፎም’ዮም፡፡ብኣገላልጻ’ዞም ንቅድሚት ዝኣመቱ ለባማት፡ “ተኪኤ” ማለት ወራሲ ሓድጊ ቀዳሞት ባዕዳውያን ገዛእቲ ማለቶም’ዩ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቁ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግኤ

 

ጸጋታት ኮንፈረንስ

ኮንፈረንስ ኣባላት ሰደግኤ፡ ብወድዓዊ ዓይኒ ክምዘን እንከሎ ፡ ብመሪር ፍሽለት ዘይረዓደ፡ ንተደራራቢ ናይ ቅንጸላ ውዲታት ዘምከነ፡ዕርዲ መኸትኡ ዘይተደፍ ረ፡ ዝሰነቆ ሓቅን ራእይን ብጻልጣ ዶሮና ሓሶት ዘይተበረዘ፡ ኣብ ጽንኩር መድረኽ ከም ወርቂ ተፈቲኑ ዝወጸ ብምዃኑ፡ ወድዓዊ ኩነት እቲ ውድብ፡ ንብርባር ብል ጫታት'ዩ ዘለዎ ።ካብ ሞንጎቶም ሓያል ብልጫታቱ ኣብዚ ኮንፈረንስ'ዚ ዘውሓሶም ገለ ክንጠ ቅስ ፡

ንምሉእትሕዝቶ ኣዝዝብዚ ጠውቕ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋን ሰደግኤ


 

ዜና NEWS


ውድባዊ መግለጺ ሰደግኤ ብምኽንያት መበል 49 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሓደ መስከረም
ኣገዳሲ ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣብ ስቱትጋርት
ኣዋጅ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ
ጋዜጣዊ መግለጺ
ዋዕላ ኣብ መበል ራብዓይ መዓልቱ
ሃገራዊ ዋዕላ ሳልሳይ መዓልቱ (2)
ጸብጻብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ
ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ካልኣይ መዓልቱ 1 ነሓሰ 2010
ደሃይ ሃገራዊ ዋዕላ እወ ንኽእል (Yes We Can)


ቀዳማይ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ብወግዒ ተኸፊቱ
ናይ ሓዘን መግለጺ መስዋእቲ ተጋዳላይ ተፋሁናይ መስፍን (ሰደግኤ)
ናይ ሓዘን መግለጺ መስዋአቲ ተጋዳላይ ተስፉሁነይ መስፍን
ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ስቱትጋርድ
ናይ ሓዘንን ጽንዓትንመግለጺ ተረኽቦ ካምፓላ (ሰደግኤ)
ኣኼባ ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ስቱትጋርትን ከባቢኡን
ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ዝርከርቡ ኤርትራውያን ናብ ዋዕላ ዝኸዱ ወከልቶም መሪጾም
ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ (20 ሰነ) ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ (ሰደግኤ)
ሃገራዊ ዋዕላ ሓደ ንጹር መንገዲ ድሕነት ኢዩ
ህዝባዊ መጸውዕታ ኣብ ከተማ ቶሮንቶ
Eritrean journalist attacked at public seminar in Houston
ብምኽንያት ግንቦት 28 መዓልቲ ሓርነት ህዝብታት ኢትዮጵያ ዝወጸ ናይ ደገፍ መግለጺ ሰደግኤ
ሃገራዊ ዋዕላ መወዳእታ ኩሉ ሽግራትና ኢዩ
ብምኽንያት መዓልቲ ነጻነት (ግንቦት 24) ዝወጸ መግለጺ ፖለቲካዊ ቤት/ጽ ሰደግኤ
ብምኽንያት መዓልቲ ነጻነት (ግንቦት 24) ዝወጸ መግለጺ ኤህም
ሰሚናር ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ኣብ ከተማ ሳንዲያጎ ብስምረት ኤርትራውያን ንመሰል ደቂ ሰባት
ሰልፊ ደሞራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኪዳን የሎኹን ምስ በለት ጉሂና
ነለልዮ ነቲ መድረኽ ፣ ንኣርሞ ነቲ ጉዕዞ
ብምኽንያት ግንቦት ሓደ (መይ ደይ) ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ሸቃሎ ዝተዳለወ መግለጺ (ሰደግኤ)
ደምዳሚ መግለጺ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ፖ/ቤ/ጽሕፈት ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)
ደምዳሚ መግለጺ 1ይ ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)
ዋዲክ እንተዲ እዃርስነት
ስልጣነ ኢዩ መድሕንና
ኣገዳሲ ኣኼባ ብጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ
ደምዳሚ መግለጺ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰደግኤ ካብ 18 - 22 ሚያዝያ 2010
ዜና ውዕሎ ራብዓይ መዓልቲ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰደግኤ
ዜና ውዕሎ ሳልሳይ መዓልቲ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰደግኤ
ዜና ውዕሎ ካልኣይ መዓልቲ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰደግኤ
PSEUDO-REVOLUTIONARIES BY EAIM (AMARE G. GEBRE)
ሽግር ንኽውዳእ ሓቢርካ ምርድዳእ
ሃገራዊ ዋዕላን ትጽቢት ህዝብን
ሃገር ተጠንቂቕካ ሒዝካ ኢያ ሃገር ትኸውን
ሃገራዊ ዋዕላ መፍትሕ ሽግርና ኢዩ
ወክትሪ ሽማግለ ሆደ ሙርቛ ብሊን
ደምዳሚ መግለጺ ግዝያዊት ኣካያዲት ሽማግለ ሆደ ሙርቛ ብሌን
ቃለ መጠይቕ ምስ ግዝያዊ ኣቦ መንበር (ኤህም) ሃብተማርያም በርሀ
EU implements international restrictive measures against Eritrea
ኣኼባ ኣባላት ኤ.ህ.ም ጨንፈር ጀርመን ብዓወት ተዛዚሙ
ብምኽንያት መጋቢት 8 ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ብፖ/ቤ/ጽ ሰደግኤ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
ቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ትግርኛ - ዓረብኛ
መግለጺ ህዝባዊ ኣኼባ ከተማ ስቱትጋርት
ዜና፣ ሽማግለ ዋዕላ ኤዲኪ
ከተ ከቲሰውድ ሸር ገብኒ (ሆደ ሙርቛቢለን)

ኣብ ኤርትራ ናይ ብሄራት ጭቆና ኣሎ'ዶ? ትግርኛ


ሽማግለ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤዲኪ) ትግሪኛ - ዓረብኛ
እንቃለሰሉ ጸረ ረብሓና ከይከውን ምጥንቃቕ የድሊ
ዕምጭ ሙርቊኲ ኤርትሪያል ህንባኹማ? ወላ እን ለመለም ይያ ግን ሂዳሌ (ፋሽን) ኣኾ ህንባ ኹን?
ህጹጽ ህዝባዊ ጸዋዒት ( ኤ.ህ.ም )
ጸረ ሰላማዊ ሰልፊ ህግደፋውያን፣ ለበዋን መጠንቀቕታን(ማኤሰደ ስዊስ)
ሕጂ'ውን መፍትሒኡ ኣብ ኢድና ኣሎ ( ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ )
ብሓላፍነት ክርኤ ዝግብኦ መጸዋዕታን መጠንቀቕታን (ኤ.ንሰ.ዲ ኣብ ስዊስ)
To solve our problem we must change ways and means

ደምዳሚ ኣዋጅ ግዝያዊ ማእከላይ ሽማግለ (ኤ.ህ.ም)
ወይ ጉድ ንኣዳም ገረሞ ብሚካኤል ኣጎስቲኖ (ጀርመን)
Press Statement
Of the ERDF political bureau
On the UNSC Sanction Resolution

ግዜ ዘይህብ ህጹጽ ስጉምቲ ዝሓትት ጉዳይ


ሎሚ 11 ጥሪ 2010 ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ሊብያ ዝነብር ናብ ብቀረባ ዝፈልጦም ሰባት ደዊሉ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝርከቡዎም ብድፍኢትን ምትሕብባርን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሊብያ ብሓይልን በባትርን እና ቀጥቀጡ ፎርም የምልእዎም ኣለዉ ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ድማ ናብ ኤርትራ ንምምላሶም ምድላዋት ይገብሩ ኣለዉ ። እዚ ብሓይሊ በባትር እንዳ ቀጥቀጡ ዘምልእዎም ዘለዉ ፎርም UNHCR ብዘለዋ ስልጣን ተጠቂማ ምትእትታዋት ንኸይትገብር ኢዩ ክብልገሊጹ ። ስለዚ ኩሉ ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ተጣበቕቲ ማሕበራት ፣ ውድባት ፣ ኪዳን ፣ ከምኡ ድማ ብዓቢኡ ህዝቢ ኤርትራ ንምድሓኖም ኩሉ ዝከኣሎ ሓገዛት ክገብር ይምሕጸኑ ከም ዘለዉ ሓቢሩ ።

 


"ቃለ መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳያስ" ጩግራፍ'ሲ ባዕላ ወቂዓ ባዕላ ተእዊ
ታዓሪቖም ክብሉኻ ተሓጎስ ተባኢሶም ክብልኻ ንዕርቅ ተበግስ(በላይ መስፍን)
ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ (ብመሓሪ ገብሩ)
ሃገር ናይ ኩልናን ኩልና እንቕበሎን ሕጊ ክህልዋ ዘለዋን ኢያ (በላይ መስፍን)
ንሽግራትና ነጽንዓዮ'ሞ መፍትሒ ንርከበሉ ( በላይ መስፍን )
ኣዋጅ ሆደ ሙርቋ ብሌን ብክፍሊ ዜናን ባህልን
Security Council imposes sanctions on Eritrea
Eritrea hit with UN sanctions for 'aiding insurgents' ( B.B.C )
ደምዳሚ ኣዋጅ ንምእራም ዝጸውዑ ማእከልይ ባይቶ (ኤ.ህ.ም)

ኣፍን ግብርን ክርሓሓቕ እንከሎ (ኤ.ህ.ም)


2010 ሓዲሽ ዓመት፣ ዓመተ ራህዋ፣ ሰላም፣ ዓወት (ብ ኤ.ህ.ም)
ብዙሕ ኢዩ ሽግርና ክንብድሆ ግን ኣሎና (በላይ መስፍን)
ዋዕላ ብራስለስን ድቡቕ ፖለቲካዊ ኣንፈቱን ኣመኻኽትኡን”
ብጊላይ ቃሉ (ቀዳማይ ክፋል)

UN Council to put sanctions on Eritrea - diplomats
ፈታውን ጸላእን ኣነጺርካ ከይፈለኻ ዝካየድ ቃልሲ፡ትርፉ ጽልግልግን ድንግርግር እዩ።
ብካሕሳይ ይሕደጎ ሃገር ጀርመን።

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)
መንግስቲ ኬንያ ንዕሱባት ስርዓት ኢሳያስ ካብ ሃገራ ከም ዘባረረቶም ተፈሊጡ
ኢድ ኣእታውነት ስርዓት ኢሳያስ ኣብ የመን
ስርዓት ህግደፍ ንኣኽረርቲ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ራስ ደርማ ይዕልም ከምዘሎ ተረጋጊጹ
ህዝብኻን ሃገርካን ክዝመትዶዓይንኻ ይዕመት ብካሕሳይ ይሕደጎ ሃገር ጀርመን።

መዓስከር ዊዓ ልዕሊ 300 ሂወት ዜጋታት ከምዝቆጸየ ተረጋጊጹ ።

ዓለምቲ ስርዓትኢሳያስ ንተቃወምቲ ጎረባብቲ ሃገራት ኣብ ምዕላም ተዋፊሮም ይርከቡ ።


ብግዴና ዓገብ ክንብል “ዓገብ ተስፋይ ተኽለ”


Move at UN to sanction Eritrea over Somalia links
ሓፈሻዊ ኩነታት ትምህርቲ ኣብኤርትራ (ኣብዚ ሕጂ እዋን ) ዝትጸሓፈሉ ዕለት፡ 09/11/2009
ኮንፈረንስ ብራስለስ ንኤዲኪን ንደምበ ተቛውሞን ክሃስዮ እዩ። (ብረዘነ ገ.ሚካኤል )
ERITREAN OPPOSITION TO DICTATORSHIP CONFERENCE ( EAIM AMARE G GEBRE)
ጉዳይ ሃገርና ኣብ ግቡእ ንኽምለስ
ብውህደት ንቃለስ 3ይን መወዳእታን

ብዝብኣሰ ሕጽረት ሸርፊ ወጻኢ ዝሳቐ ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ናብ ግሁድ ናይ ሓዋላ ስራሕ ክኣቱ ተገዲዱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ
An open letter to Mr Jose Manuel Barroso - (EDA) - ትግሪኛ - ዓረብኛ
ብጉርሒ ኣይትህነጽ ዓዲ ብሓሶት ኣይቐንዕ ፍርዲ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ስንኩላን ተጋደልቲ ዜጋታት ኣድልዎን ወገንነትን ይፍጽም ኣሎ


ዝትሓቑነ ጸባ ጠስሚ የዉጽእ፣ ብሚካኤል ኣጎስቲኖ ጀርመን

ደምዳሚ መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ህዝብን ሰራዊትን ይገብረሉብዘሎ ብርቱዕ ተቓውሞ ተገዲዱ ኣብ ሳዋ ንዝርከብ ቤት ትምህርቲ ክዓጽዎ ከምዝወሰነ ተረጋጊጹ።

ደምዳሚ መግለጺ “ዋዕላ ሽመልባ” ብሃገራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊት ኤርትራ
ናይ ደገፍ መግለጺ ንምእራም ዝተበገሱ ኣበላት ማ/ባይቶ ኤህም ካብ ሃገር ብሪጣንያ - ሰ/ኣሜሪካ - ኣውስትራልያ-ሽወደን
ሕጂ’ውን ፈላላይ ተግባር ጠጠው ይበል ብሃብተማርያም በርሀ ኣባል ማ/ባይቶ ኤህም
ጋዜጣዊመግልጺ።

ኤርትራውያን በርገሳውያን ማሕበራት ኣብ ሃገር ጀርመን


ቅልዕቲ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
DEMOCRATIC ERITREA DECENTRALIZED GOVERNANCE BY EAIM
 (AMARE GEBREMARIAM GEBRE)


ስደት ንህዝቢ ኤርትራ ጻዕሪ ሞቱ ንህግደፍ መጻወቲኡ

ብ መንጎ ስርዓት ኢሳይያስን ሶማላውያን ኣኽረርትን ከም መሳሰይቲ ኾይኖም ዘገልግሉ ዝነበሩ ሰለስተ ኤርትራውያን ሉኡኻት ህግደፍ ብሓይልታት ጸጥታ ኬንያ ተታሒዞም።

ጸዋዒት ብጉዳይ ስደተኛታት ኤርትራውያን ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ


ካብቲ ሕማቕ ዝገብሩኻስ ሕማቕ ዝምህሩኻ፡ ዝብል ምስላ ወለድን ሓቅነቱን።
ብካሕሳይ ይሕደጎ ሃገር ጀርመን።

DICTATORSHIP IS THE SCOURGE THAT DEMOCRACY     CAN SOLVE
      BY EAIM (AMARE GEBRE)


ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝቅመጡ ህዝብታት ሕውነታዊ ርክብ ይቅጽል ኣሎ




Declaration by the Presidency on behalf of the European Union
on political prisoners in Eritrea


ሃገር ብሓሳብ ትነብር ብሓሳብ ድማ ትምዕብል
ስኣን ምሕሳብ’ውን ትጠፍእ ኢያ


ክብሪ ዋጋ ናይ ኤሌክትሪክ ታሪፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ (ሬድዮ ወጋሕታ)



MULTI-LINGUALISM AND THE OFFICAL LANGUAGE IN ERITREA BY EAIM

ብዘይ ናትና ከይንጽዋዕ እቲ ጽቡቕ
ታሪኽ ኣቦታትና ከይዝንብዕ እሞ ታሪኽ
ዘይብልና ከይንኽውን ንጠንቀቕ።



መልክዕ ድኣ እንቋዕ ፈጠረለይ እምበር፡ ውሕልነትስ ካብ ጎረቤተይ ይምሃሮበለት፡ ለባም ጓል ኣንስተይቲ ይብሃል።ብካሕሳይ ይሕደጎ ጀርመን።


ድሕሪ ጉዕዞ ዘጋጥመካ ከይፈለጥካ እንተ ድኣ ተጓዒዝካ ትዓሚትካ ትኸይድ ከም ዘለኻ ኢዩ።( በላይ መስፍን ጀርመን )


ተላባዒ ሕማም ኣብ ዊዓ ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ
ኩነታት ኣበይ ኢዩ ተበላሽዩ ዘሎ ከይፈለጥካ ከተዕርዮ እትኽእል ነገር የለን። (በላይ መስፍን ጀርመን)

ሽምዓ ኣብነት ናይ ህዝብታት፡ ሓልዮት፡
ዘለዎም ምሁራት እያ።
ብካሕሳይ ይሕደጎ ሃገር ጀርመን።



A PFDJ Minister walked away after loosing temper from a YPFDJ-Washington DC arranged meeting

ትጽቢት ካብ መንን ስለ ምንታይን (በላይ መስፍን)


A Call to all young Eritreans

English - Arabic


መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ መንእሰይ ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰይ ኤርትራ
ካብ ሕጂ ዝነቀወ ዝብእስ ነየሐደረኒ።
ዝብል ዓቢ ምስላ ወለዲ ትርጉሙን።
ብካሕሳይ ይሕደጎ ጀርመን።
Clinton threatens Eritrea action
PURGE THE PSEUDO-REVOLUTIONARIES, BUT TEACH THE REALITY IN ERITREAN SOCIETY.
   BY EAIM (AMARE G. GEBRE
)
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድሚኡ ነብሲ ወከፍ ዜጋ ክፖን ክሕዝ ዘገድድ መምርሒ ኣውጺ’ዩ
US's UN ambassador warns Eritrea over Somalia rebels
TRANSITION FROM ARMED RESISTANCE TO NATIONAL ARMY IN ERITREA ( BY EAIM )
ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ
ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት 18-07-2009 ዓ.ም.

ፈስቲቫል ህግደፍ፤ ደሙ ወዲኡ!


ማሕበረ-ሰብ ወይ ማሕበረ-ኮም
ናይ ስለላ መርበብ ኣብ ኤውሮጳ።
ብመምህር ተስፉ ዘውደ

ራዕድን ሽበራን ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን:ብመርበብ ሽበራ ህግደፍ ብመምህር ተስፉ ዘውደ !!
ቀልባዕ-ባዕ ህ.ግ.ደ.ፍ.
ዳግማይ፡ ጻዉዒት፡ ንኤርትራዉያንተቀማጦ ጀርመን
ዓበድበድ ጻዕረ - ሞት- ህ.ግ.ደ.ፍ.
ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ተቃወምቲ ጸዊዓ

UN Security Council Considering Sanctions Against Eritrea,
ጸዋዒት ንኤርትራውያን መንእሰያትን ኣብ ስደት ( ሽማግለ )

ሓበሬታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት


ጸዋዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ዲክታተራዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት
ንዕለት 18-07-2009 ዓ.ም.


ጸዋዒት
ንኤርትራውያን መንእሰያትን ኣብ ስደት

ጸዋዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህ .ግ. .ድ.ፍ ኣብ ፍራንክፈርት
African leaders seek sanctions on Eritre

MULTI-POLITICAL VIEWS TOLERANCE OR RECONCILIATION - BY EAIM

دعوة للمشاركة في ورشة ملتقى الحوار الوطني  


ዕድመ ንሰፊሕ ዎርክ ሾፕ ሃገራዊ ዋዕላ (ኤ.ድ.ኪ) ትግሪኛ - ዓረብኛ


AU calls for sanctions on Eritrea

     ዕውት ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ በርሊን ጀርመን ገብረየሱስ መስፍን 21-05200


U.S. Insists Eritrea Stop Fomenting Violence in Somalia
OUR NATIONALIST MOVEMENTS ARE PRELUDE TO ERECT DEMOCRATIC ERITREAN STATE
{ERITREAN SOLIDARITY FRONT IS ON TRACK}BY EAIM

Statement by President Obama to Mark World Press Freedom Day
Reporters without Borders: Eritrea - Annual Report 2008

Somalia Has Proof Of Eritrea’s Meddling in Internal Affairs, Says Minister

መንግስቲ ሽወደን ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ጸለመ ኣየካየደን


ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ በርሊን ጀርመን


ደምዳሚ ኣዋጅ
2ይ ስሩዕ ኣኼባ ፖሎቲካዊ ቤት-ጽሕፈት፡
ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
15-ሚያዝያ-200
9

Eritrean Democratic Alliance North America Zone Press Release: Save the date, June 19


Eritrean Global Solidarity Press Release April 13 09

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 


 

 

 

 

 


 

 

CURRENT EVENTS


ኣብ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ (ሚያዝያ 22 2010) ዝጸደቐ ፖለቲካዊ ፕሮግራም ሰደግኤ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቁ

መርሆ ፍሉይ ሕታም ሰነ 2010 ንምንባብ እብዚ ጠውቁ


ቃለ መጠይቕ ምስ ጋዜጠኛ ቴድሮስ ኣብርሃም ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝሃቦ ምስክርነት
ስእላዊ መግለጺ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ




Service for Life
State Repression and Indefinite Conscription in Eritrea Part 1
- Part 2


ስእላዊ መግለጺ ቀዳማይ መዓልቲ 5ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰደግኤ ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቁ


መርሆ ሕታም ቁ.15 01 መጋቢት 20101
መርሆ ሕታም ቁ.14 01 የካቲት 2010

ፍትሒ ሕታም ቁ-6 ሕዳር -ታሕሳስ 2009

መርሆ ሕታም ቁ.ዓሰርተ ሰለስተ 01 ጥሪ 2010


መርሆ

ብሓልዮት ቤት/ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋንዳን ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰ.ደ.ግ.ኤ) ትዳሎ ወርሓዊ ጋዜጣ ኢያ


መርሆ ሕታም ቁ.ዓሰርተ ክልተ 01 ታሕሳስ 09

መርሆ ሕታም ቁ.ዓሰርተ ሓደ 01 ሕዳር 09

መርሆ ዓስራይ ሕታም 01 ጥቅምቲ 2009

መርሆ ታሽዓይ ሕታም 01 መስከረም 2009

መርሆ ሻሙናይ ሕታም 01 ነሓሰ 2009

መርሆ ሻውዓይ ሕታም 01 ሓምለ 2009

መርሆ ሻዱሻይ ሕታም 01 ሰነ 2009

መርሆ ሓሙሻይ ሕታም 01 ግንቦት 09

መርሆ ራብዓይ ሕታም 01 ሚያዝያ 09

መርሆ ሳልሳይ ሕታም 15 መጋቢት 09

መርሆ ካልኣይ ሕታም 01 መጋቢት 09

መርሆ ቀዳማይ ሕታም 15 የካቲት 09

ፍትሒ

ብሓልዮት ቤት/ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋንዳን ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰ.ደ.ግ.ኤ) ትዳሎ ዕላዊት መጽሕየት ኢያ


ፍትሒ ሕታም ቁጽሪ-5-መስከረም-ጥቅምቶ-09


ፍትሒ ሕታም ቁጽሪ 4 ሓምለ - ነሓሰ 2009

ፍትሒ ሕታም ቁጽሪ 3 ግንቦት-ሰነ 2009

ፍትሒ ሕታም ቁጽሪ 2 መጋብት 2009

ፍትሒ ሕታም ቁጽሪ 1 ጥሪ 2009

ምሉአ ትሕዝቶ ፍሉይ ሕታም ፍትሒ ጥሪ2009


ዲሞክራስያዊ ሓድነት

ዕላዊ ልሳን (ዲምሓኩኤ) ቁጽሪ.19 ለካቲት- መጋቢት 2009


መርሆ.ነት ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ (ሰ.ደ.ግ.ኤ) ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቦ መንበር ውድብ ብ/ብርሃነ የማነ ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣሎና ዝርዝር ትሕዝቶ እንሆ ፣

ቀዳማይ-ክፋል,ካልኣይ-ክፋል,ሳልሳይ-ክፋ, ራብዓይ-ክፋል,ሓሙሻይን ናይ መጠረሻን


ስእላዊ መግለጺ ኮንፈረንስ(ሰ.ደ.ግ.ኤ) ካብ ዕለት 4-6 ታሕሳስ 2008

ፖለቲካዊ ውሳነታት ኮንፈረንስ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰ.ደ.ግ.ኤ) 06 ታሕሳስ 2008

ኣብ ራብዓይ ውድባዊ ጉባኤ ዝጸደቐ ፖለቲካዊ መድብ ዕዮ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) 23 ግንቦት 2005

ፖለቲካዊ ውሳነታት 4ይ ውድባዊ ጉባ ኤ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ) 23 ግንቦት 2005


ፖለቲካዊ ቻርተር ኪዳን 2008 ትግርኛ ዓረብ

ፖለቲካዊ ውሳነታት ኪዳን 2008